top of page


ድራር ጐይታ
ካብቶም ጎይታ የሱስ ሰሪዕዎ ዝኸደ ስርዓታት ሓድሽ ኪዳን ሓደ ድራር ጐይታ እዩ፡፡ እዚ ስርዓት፡ ሞት የሱስ ንምዝካር፡ ፍጹም ሓድነት ናይ እቶም ብደም ክርስቶስ ተዓዲጎም፡ ናብቲ ሓደ መኣዲ ዝመጹ ኣመንቲ ዘርኢ፡...
6 days ago3 min read


Now That I'm a Christian: What It Means to Follow Jesus
by Michael Patton እዛ መጽሓፍ ብሚካኤል ፓተን እተጻሕፈት ኮይና: ብሓፈሻ ከም ሰዓብቲ/ተማሃሮ (ደቀ-መዝሙር) ክርስቶስ: እንታይ ክንምሃር ኣለና: ብኸመይከ ክንመላለስ ኣለና እተርኢ መጽሓፍ እያ። ጸሓፋይ...
Apr 126 min read


መንነት | Identity
ትርጉም | definition፡ ሓፈሻዊ ትርጉም ‘መንነት’ ፡ መለለዪ ወይ መግለጺ እንታይነት ናይ ሓደ ሰብ ወይ ናይ ሓደ ነገር እዩ። – who or what a person or thing is. መንነት፡ ጽኑዕ...
Mar 127 min read


Delighting in the Trinity: An Introduction to the Christian Faith
By Michael Reeves እዛ መጽሓፍ ብሚካኤል ሪቭስ ዝተጻሕፈት ኮይና፡ ነቲ ማእከል ምህሮ ክርስትና ዝኾነ ስነ-መለኮት ስላሴ ንጹርን ቕልል ብዝበለ መንገዲ ጌራ እትምህር ጥራይ ዘይኰነት፡ ንነበብቲ ነቲ ስሉስ ዝኾነ...
Feb 85 min read


ታሪኽ ቤተ-ክርስትያን
ታሪኽ ቤተ ክርስትያን፡ ክርስትና ብኸመይ ከም ዝጀመረን፡ ምስ ግዜ ብኸመይ ናብ ብዘሎ ዓለም ከም እተስፋሕፍሐን ዝማዕበለን ዝገልጽ ታሪኽ እዩ። ቀዳመይቲ ቤተ-ክርስትያን (the Early Church (c. 30–500...
Feb 81 min read


መጽናዕቲ መጽሓፍ ቲቶስ
ድሕረ–ባይታ፡ መጽሓፍ ቲቶስ፡ ካብተን ብሃዋርያ ጳውሎስ እተጻሕፋ፡ ሰለስተ ጉስነታዊ መልእኽታት (Pastoral Epistles) ተባሂለን ዝፈለጣ መልእኽትታት ሓንቲ ኮይና፡ ናብ ቲቶስ እተላእኸት እያ። ነዘን ሰለስተ...
Jan 71 min read
bottom of page