top of page

ታሪኽ ቤተ-ክርስትያን

  • Writer: faithseekingdeepun
    faithseekingdeepun
  • Feb 8
  • 1 min read

Updated: 5 days ago

ታሪኽ ቤተ ክርስትያን፡ ክርስትና ብኸመይ ከም ዝጀመረን፡ ምስ ግዜ ብኸመይ ናብ ብዘሎ ዓለም ከም እተስፋሕፍሐን ዝማዕበለን ዝገልጽ ታሪኽ እዩ።

  1. ቀዳመይቲ ቤተ-ክርስትያን (the Early Church (c. 30–500 AD)) ሓዋርያትን ቀዳሞት ኣቦታት ቤተ-ክርስትያንን ዝሃቖፈት።

  2. ማእከላይ ዘመን (the Medieval Church (c. 500–1500))

  3. ተሃድሶ (the Reformation (c. 1500–1650) ማርቲን ሉተርን ካልኦት መቕናዕቲ እምነት ክርስትና ዝተራእየሉ

  4. ዘመናዊት (the Modern Church (c. 1650–Present)) ተልእኾታት ፡ ምንቕቓሓት፡ ከምኡውን ዓለምለኻዊ ዕቤት ክርስትና

ዘጠቓልል ከኣ እዩ። ብሓፈሻ ኣምላኽ ብማሕበሩ ኣቢሉ ኣብ መላእ ታሪኽ ብኸመይ ከም ዝዓየየ ዘዘንቱ እዩ።


ኣዚ ዓንቀጽውን ቤተ-ክርስትያን ካብ ግዜ የሱስ ክሳዕ ሎሚ ብኸመይ ከም ዝዓበየትን ናብ ኩሉ ክፋላት ዓለምና ከም ዘስፋሕፈሐትን ዝገልጽ ታሪኽን፡ ንእምነት ክርስትና ዝቐረጹ ኣገደስቲ ፍጻመታትን ሰባትን ምንቅስቓሳትን ዝድህስስ ክኽውን እዩ ።

Yorumlar


Join our community!

© 2035 by Turning Heads. Powered and secured by Wix

bottom of page